መደብ ውህደት

መቅጻዕትታት

እንድሕር ምስክር ወረቐት ምዝገባን ፕሮግራምን ኣብቲ እተጠቕሰ ናይ መወዳእታ ግዜ እንተ ዘየቕሪብካዮ ምምሕዳር ከተማ ወግዓዊ ምልክታ ኺህብ እዩ። ኣብ ውሽጢ ኽልተ ወርሒ ኣድላዪ ስጕምትታት ክትወስድ ይግበኣካ።

እንድሕር ግዴታታትካ ኣብ ውሽጢ ኽልተ ወርሒ እንተ ዘይፈጺምካ፣ ጕዳይካ ናብ ምምሕዳራዊ መቕጻዕቲ ስጉምቲ ዝጅምር ሓባራዊ ኮሚሽን ማሕበረሰብ ኪሰግር እዩ። ካብ 100 ኽሳዕ 2,500 ዩሮ ብገንዘብ ክትቅጻዕ ትኽእል ኢኻ።

Skip to content